ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ማለት እዉን ኣብ ወረዳ ሰዉሓ ስዕስሽ ጣብያ ሓድሾ ሂወት ተፋስስ ኪደና መህርት ዝረከብ ሞዴል ፋሳሲ ጣብያ ፈልግ ፈልሲ ጣብያ ሓፁር ምስራሕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓፅር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2018 3:35 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ዝምልክተኩም ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ትካላት ንክትጫረቱ ንዕድም ብቢሮና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ደኩሜንት ዘይመለስ ብር 500 ብሽም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ኢትዩጰያ ንግዲ ባንኪ 1000539035658 ኣታዊ ገይርኩም ደረሰኝ ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ክፍሊ ዕደጋ ምወሳድ ትክእሉ

2 ናይ ሎሚ ዘብን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ: ቫት ሰርተፈኬት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ : ናይ መቅረባይነት ምዘጋበ መለለይ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የደሊ

2 ተጫረቲ መምርሒ ጨረታ ብጥንቃቄ ሪኡም ክወዳደሩ አለዎም

3 መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ኣብ ጨረታ ኣብ ሰነድ ዝተጠቀሰ መጠን ገንዘብ ብሽም ቢሮና ዝተሰረሐ ብስፒኦ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ አተሓሒዞም ከቅርቡ ይግባእ

4 ቢሮና ናይ ጨረታ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

5 እቲ ጨረታ 27/8/2018 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ክርከቡ ዝደልዩ ተጫረቲ ወይ ክዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮና ዕድጋ ክፍሊ ይክፈት

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403663

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s