ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ንዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ከሕትም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 5, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ /ብመምርሒ ሕደሳ ናይ ምሕዳስ ግዚኡ ዘይሐለፎን ዘሐደሰን ቅዳሕ መረዳእታ አታሓሒዙ ዘቕርብ
- መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ TIN No ዘለዎ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረደዳእታ ፎቶ ኮፒ ገይሩ አተሓሒዙ ዘቕርብ
- ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምክሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ዘይምለስ ብር 30 ጥራሕ ብምኽፋልÂ ምዉሳድ ይከኣል
- ጨረታ ዕለት 15/01 2009 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሕጋዊi ወኪል አብ ዝተረከበሉ ልክዕ ሰዓት 8:30 ይኽፈት
- Â ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 41 65 70 Â ደዊልካ ብምሕታት ወይድማ ብኣካል ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ