ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2018 3:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 9, 2018
posted: ቅድሚ 6 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ቑፅሪ ዕክንም 59/2-3/1/01
ዕለት- 09/08/2018 ዓ/ም
ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰርት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ቲን ናምበር መቕረባይነት ኣብ VAI (ቫት) ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 09/08/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 19/08/18 ዓ.ም ሳዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቐፅሪ 3-19 ዘይምለሰ ብር 150.00/ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን ብር/ ሰነድ ናይ መኪና ጎማ ከፊልኩም ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
ንፍሉይ ሓበሬታ ስ-ቑ-0914706215
ምሰ ሰላምታ!!
ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት