1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ አተሓሒዙ ዘቅርብ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓም ሒሳበ ዝገበረሉ መረዳአታ ዘቅርብን
4 መረዳአታ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎን
5 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ከቀርብ አለዎ
6 ሰዓራይ ጨረታ ተኮይኑ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ሰራሕ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ብፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል
7 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ሐደ ዓይነት ዋጋ ዘቅረቡ ተጫረቲ ብዕፃ ዝፍለ ይከዉን
8 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
9 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝምላእ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
10 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብሎክ ሀ 25 ምዉሳድ ትክእሉ
11 እቲ ጨረታ 1/8/2018 ዓም ክሳብ 16/8/2018 ዓም ሰዓት 11:00 እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
12 እቲ ጨረታ 16/8/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶ ዝረከበሉ ይክፈት
12 መከበሪ ጨረታ ናይ ሃፍቲ እንስሳ ኣቅሑት : ኤሌክትሪካል ጀነሬተር :ናይ ማይ ፓምፕ ጀነሬተር 5000 ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥረ ገነዘብ ከትሕዝ ዝክእል
13 ዝተወዳደርሉ ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ ክትክእሉ አለኩም
14 ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ድማ ናይ ተጫረቲ ማህተምን ፊርማን ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ክክዉን አለዎ
15 ናይ ሕድሕድ ንብረት መዓቀኒ ብነፀላ ወይ ብፓኬት ምካኑ ኣስተዉዒሎም ዋጋ ይምልኡ
16 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሳራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347770388
ድሕሪት