ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት፣ TIN ቑፅሪን ናይ ወርሒ ጥሪ ቫት ዲክላሬሽንን ከቕርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።
* ሰነድ ጨረታ 200.00 ብር ብምኽፋል ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ጨረታ መኽበሪ C.P.O ወይ ብጥረ ገንዘብ 5,000.00 ብር ምትሓዝ የድሊ።
* ጨረታ ካብ ዕለት 30/07/2018 ክሳብ 14/08/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ፣ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብሰዓት 4፡30 ይኸፈት።
* ተዓዋቲ ዝኾነ ኣቕራቢ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልትታት ንብረት ዘረክብ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ምድዋል ይከኣል።
ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ 200.00 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ።
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ።
3. ቫት ተመዝብቲ ዝኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ።
4. ናይ ወርሒ ጥሪ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
5. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 5,000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኸእሉ፡፡
6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 15' መዓልቲ
ብውዕሊ መሰረት የረክቡ፡፡
7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 30/07/2018 ክሳብ 14/08/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | Oil samp Nut /ታም | Pes | 1 | KDH | ||||
| 2 | Hydrolic jack with Wheel Wrench & Handle | 10 to | Pcs | 1 | ||||
| 3 | Brake Shoe | 04495-26240 | Set | 1 | ||||
| 4 | Fuel Filter | 23390-OL041 | Pcs | 20 | ||||
| 5 | Oil Filter | 90915-30002-8T | Pes | 6 | * H71 72&105 | |||
| 6 | Shock Absorber +3 | 48510-09310 | Pcs | 5 | ||||