ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለዎ ሙሩፃት ዓሌት ኣላሕም ዝፈረየ ምህርቲ ፀባ ካብ 250-300 ሊትር ዝግመት በቢ መዓልቲ ዘምርቶ ፀባ ንውልቀ ሰባት ይኹን ማሕበራት ኣውትሶርስ / ንደገ ምሻጥ ንሰለስተ ዓመት በቢ ዓመቱ ዝሕደስ ንምሻጥ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
bidding: search status closed

ምልክታ ጨረታ መሸጣ ፀባ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለዎ ሙሩፃት ዓሌት ኣላሕም ዝፈረየ ምህርቲ ፀባ ካብ 250-300 ሊትር ዝግመት በቢ መዓልቲ ዘምርቶ ፀባ ንውልቀ ሰባት ይኹን ማሕበራት ኣውትሶርስ / ንደገ ምሻጥ ንሰለስተ ዓመት በቢ ዓመቱ ዝሕደስ ንምሻጥ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ::

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ንእትሳተፉ ኣካላት ዝስዕብ ሮቓሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም ፡፡

➢ ብ ጉጅለ ይኹን ብውልቀ ክወስዱ ዝኽእሉ

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

➢ ናይ 2ተ ወርሒ ናይ ፀባ ክፍሊት ኣቀዲሙ ክኸፍል ዝኽእል ብድሕሪኡ ድማ ነናይ ሓደ ወርሒ ቅድመ ክፍሊት እናኸፈለ ክወስድ ዝኽእል

➢ ናይ ጨረታ መኽበሪ 20,000.00 (ዕስራ ሽሕ ቓላሚኖ ብሲፒኦ ከትሕ ዝዝኽእል

➢ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 200.00 (ክልተ ሚኢቲ ቅርሺ) ብምኸፋል ካብ ብሽም ማእኸል ኢንቨስትመንት ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 2 ምውሳድ ይኸእሉ

➢ ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 22/7/2018-8/8/2018 ዓ/ም ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

➢ እቲ ጨረታ ዕለት 8/8/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ተጫረትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት

➢ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቀባልነት ዘይብሉ ምኳኑ

➢ ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

ንተወሳኺሓበሬታብቁስልኪ 0914731592 ወይ 0914784453 ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s