ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ካብ ተራ ቑፅሪ 01 ክሳብ ቑፅሪ 11 ዝተጠቐሱ ዝተፈላለዩ ዓይነትታት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ( Open Bid) ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

ምልክታ ጨረታ

ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ካብ ተራ ቑፅሪ 01 ክሳብ ቑፅሪ 11 ዝተጠቐሱ ዝተፈላለዩ ዓይነትታት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ( Open Bid) ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ኣብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐኒታት መሰረት ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ትካልና ይዕድም ።

ሰደቓ :- 01 ፣ ዝግዛእ ንብረት ዝርዝር

ተ.ቑዝርዝር ዓይነትመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1Torch 2.510.014 AS400 mt4 euroPIECES100.00መርኣያ (Sample) ትካልና ዝቐረበ መሰረት ዝግዛእ ይኸውን ።
2Nozzle 2,599,007PIECES100.00
3Nozzle 2,599,008PIECES100.00
4Tip 2.599,214,d1.0 CUPIECES500.00
5Tip 2,599,215 d1.2 CUPIECES500.00
6Diffuser gas with rings 2,599.230 S400PIECES1,000.00
7Body Torch 2,599.197 AS400PIECES25.00
8Terminal euro 2,599.145 AS300PIECES10.00
94MT Steel liner Wires 10/1,2599.064PIECES50.00
10PIECES50.00
11Terminal EuroPIECES10.00
Total in Birr
VAT 15%
Total in Birr with Vat

ናይ ጨረታ ረቛሒን ኩነታትን

1. ናይ'ዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ከቅርብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ ፣

2. ተጫረትቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፈቓድ፣ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቐት፣ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ወረቀትን ተጨማሪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምዃኖም ዝገልፅን ናይ ወርሒ የካቲት 2018 ዓ.ም ቫት ዝኸፈሉሉን ካልኦት ኣድለይቲ ሰነዳት ብምምላእ ፣ ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት ብር 300.00 (ሰለስተ ሚእቲ ) ብምክፋል ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኮርፖሬት ዕደጋ ክፍሊ ናይ ጨረታ ዶክመንት (ሰነድ) ካብ ዕለት 18/07/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 07/08/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ክወስዱ ይኽእሉ ፡፡

3. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ትካልና ኮርፖሬት ዕደጋ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኩሉ ጊዜ ካብ ዕለት 18/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 07/08/202 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ብኣካል እና ቐረቡ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ክእቱዉ ኣለዎም ።

4. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ(CPO) ብር 80000.00 ( ሰማንያ ሽሕ ብር)ምስ ጨረታ ዶክመንት አተሓሒዞም ከእትዉ ይግባእ።

5. ጨረታ ዕለት 07/08/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ድሌት ዘለዎም ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኽፈት፡ ናይ ጨረታ ዶክመንት እንተተማሊኡ ተጫረቲ ኣብ መኽፈቲ እንተዘይተረኸቡ እውን እቲ ጨረታ ዝኸፈት ይኸዉን።

6. ተጫረቲ ኣብ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኾም ዋጋ ምእታው ኣይካኣልን፡፡ ጨረታ ዶክመንት ንሕድሕድ ገፅ ማህተምን ፊርማን ናይ ተጫራታይ ክዓርፎ ኣለዎ። ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ዝኣተወ ፖስታ ብምለሱለይ ብምንም መልክዑ ክምለስ ኣይከኣልን።

7. ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ኣብ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ኩነታት ቫት ብግልፂ ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ፡፡ እንተዘይተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ከምዝሓወሰ ተገይሩ

ይሕሰብ፡፡

8. ተጫረትቲ ዘቅርብም ዋጋ ምስ ትራንስፖርት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ ፤ መረኻኸቢ ቦታ ድማ

መቐለ መስፍን ዋና ቢሮ ይኸውን።

9. ተጫረቲ እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ (Price Validity) ብግልፂ ከቐምጡ ይግባእ።

10. ተጫረቲ ኣብ ቕድመ ኩነታት ዝተመስረተ ዋጋ እንተመሊኦም ዘቕረብዎ ዋጋ ተቐባልነት የብሉን፤ ናይ ተጫረቲ ድምርን ካልኦት ጌጋታት እንተሃልዩ ተጫራታይ ሓላፍነት ይወስድ። ትካልና ናይ ተጫረታይ ስልሒት ጌጋታት ናይ ምእራም ሓላፍነት የብሉን።

11. ተጫረቲ ዘእትውዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ፣ ናይ ስልሒትን ድምርን ጌጋ እንተሃልዩ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

12. ሰዓሪ ተጫራቲ ምስዓሮም ምስ ተነገሮም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ይግባእ፣ እንተዘይኮይኑ ግና ንመክበሪ ጨረታ ዘትሐዝዎ ሲፒኦ(CPO) ንትካል ኣታዊ ኮይኑ ትካል ካሊእ መማረፂ ይወስድ፡፡

13. ናይዚ ጨረታ ሰዓራይ ናይ ዉዕሊ መኸበሪ ( Unconditional Performance Guarantee) ንኣርባዓን ሓሙሽተን(45) መዓልቲ ዝፀንሕ ናይ ጠቕላላ ዋጋ 10% ብCPO ከትሕዙ ይግባእ። ሰዓራይ ተጫረታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ 20(ዒስራ) መዓልቲ ከቕርብ ኣለዎ። እንተዘይኾይኑ ግና ንውዕሊ መኽበሪ Performance Guarantee ዘትሓዝዎ 10% ናብ ትካል ኣታዊ ኾይኑ ትካል ኻሊእ መማረፂ ይወስድ።

14. ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ትካልና ባዓል ሞያ ተራእዩ ተቐባልነት ምስ ረኸበ ርክክብ ይፍፀም።

15. ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት መርኣያ (Sample) ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ:: ዘቅረብዎ መርኣያ ተቐባልነት ምስረኸበ ክፍሊት ዝምልከት ድማ እቲ ናይ ንብረት ርክክብ ምስተገበረ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ(5*) መዓልቲ ዝፍፀም ይኸውን።

16. ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ፡

ሓበሬታ ክረኽቡ ይኽእሉ ወይም ብስ.ቁ 0914708567/0928477465 ክድዉሉ ይኸእሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s