ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
• እቲ ጨረታ ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ዝኦዲት ሕጋዊ ኦዲተር ንምቑፃር ዝወፀ እዩ።
• ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ኣብቲ ሞያ እኹል ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎምን ክኾኑ ይግባእ።
• ገምጋም ጨረታ 60% ቴክኒካል (ካብ 3 ገፅ ዘይበዝሕ ሓፂር ፕሮፖዛልን ናይ ስራሕ ልምዲን) ከምኡ’ውን 40% ፋይናንሻል ብምዃኑ ሰነዳት ብነንበይኑ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቐርብ ኣለዎ።
• ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ፣ ብዕለት 28/07/2018 ዓ.ም ቅድሚ ቐትሪ ሰዓት 4:00 ተዓፂኡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ተጫረቲ ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት።
• ኣድራሻ፦ ጥቓ ኣብርሃ ካስትል ሳሌም ጥላሁን ህንፃ ቢሮ ቑፅሪ 1131 (ስልኪ፡ +251956-749526)።

ጨረታ

ማሕበርና ካብ ሰነ 2017 ክሳብ ሰነ 2018 ዓ.ም ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ዓመት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ቐፂሉ ዝቐርብ ረቑሓ እተማልኡ ሰብሞያ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ክማልኡ ዝግበኦም ቕድመ ኩነት

• ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

• ኣፍቲ ሞያ እኹል ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ መመዘኒ ጨረታ ዘካትቶም ነጥብታት ቴክኒካልን(60%) ፋይናንሻልን(40%) ኮይኑ ቴክኒካል

➢ ሓፂርን ግልፅን ናይ ስራሕ ፕሮፖዛል/ካብ 3 ገፅ ዘይበዝሕ/

➢ ስራሕ ልምዲ

ቕድሚ ሕዚ ዝሰርሖም ተመሳሰልቲ ስራሕቲ መረዳእታ ዘቕርብ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሎ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን

ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት- ዕለት 28/07/2018 ቅድሚ ቐትሪ 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት::

ጨረታ መኽፈቲ ዕለት በዓል እንተኾይኑ ቐፂሉ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ይኸፈት

በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ቴክኒካል ፋይናንሻልን ነኒበይኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተሓበረ ዕለትን ሰዓትን ክርከብ ይግባእ::

ኣድራሻ፤ ጥቓ ኣብርሃ ካስትል ሳሌም ጥላሁን ህንፃ ቢሮ ቑፅሪ 1131ሞባይል +251956-749526

ጨረታ መደብ