ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ ቑፅሪ 01 /2018ዓ/ም
ፖም ጎልድ ፍሩትስ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ንስታፍ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝህብ ካፊቴሪያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለኩም፡፡
2. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ/IIN/ ዘለኩም፡፡
3. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝኽእል፡፡
4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 2000/ ክልተ ሽሕ ብር(CPO)/ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ትኽእሉ።
5. ናይ ጨረታ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ዘትሕዙ ሙኸኖም።
6. ናይዚ ጨረታ ስዓርቲ እንተኾይኖም ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ።
7. ጨረታ ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ዉዕሊ ብምእሳር በቲ ዝኣተዎ ዉዕሊ መሰረት ን1 ዓመት ግልጋሎት ክህቡ ፍቓደኛ ዝኾ1።
8. ናይዚ ጨረታ ስዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ተዘይኣስሩ ዘትሐዞ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዋጋ ተወሪሱ ናብ ድርጅት ኣታዊ ይግበር።
9. ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 10/07/2018 ክሳብ ዕለትን 21/07/2018 ዓ/ም ስዓት 11:00 ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ዝርዝር ዝሓዘ ካብ ፖም ጎልድ ፍሩትስ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ፋይናንስ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 02 መፂእኹም ምዉሳድ ትኽእሉ ኢኹም።
10. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣብ ፖም ጎልድ ፍሩትስ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ፋይ ናንስ ክፍሊ ብር 466 02 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ግፍ 56
22/07/2018 ስዓት 3:00 ተዓፅዩ/ተዓሺጉ/ በቲ ዕለት ስዓት 3:30 ይኽፈት፡፡ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ኣይተኣጓጎልን፡፡
11. ሰዓራይ ጨረታ ብጠቕላላ ድምር ዋጋ ዝፈለ ኮይኑ እቲ ዝነአሰ ድምር ውፅኢት ዝውሰድ ይኸውን።
12. ድርጅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወእዩ፡፡
13. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914314808/0935231253 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ።
ምስ ሰላምታ
ፖም ጎልድ ፍሩትስ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር
1.ናይ ኤለክትሪክ ግልጋሎት፣ማይ፣ወንበርን ጠረጴዛን፣ፍርጅ፣ናይ መስርሕን መመገብን 2
1. ፅሬቱ ዝሓለወ ናይ ምግብን መስተን አቑሑ፣ምግብን ፀብሕን መስርሒ ኣቑሑ ፣ምድጃ ካልኦት ምስ ካፍተርያ ዝተተሓሓዙ አድለይቲ ዝበሃሉ ደቀቕትን ዓበይትን አቑሑ ብባዕሉ የማልእ።
ካልኦት ብድርጅትን ብሰዓራይ ትካልን ክማልኡ ዝግብኦም ግቡእን ግዴታን አብ ዝግለፅ ይኸውን።
ድሕሪት