1 ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓም ዲክላሬሽን ዝገበረ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ቁፅሪ / ዘለኩም : ናይ 2018 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ሰርተፊኬት ብቅዳሕ መልክዕ ምስ ሰነድ ጨረታ ከቅርቡ ዝክእሉን : 3 ሚእታዊ ዊዝ ሆልድንግ ታክሲ ክከፍል ዝክእል
3 ናይ ዝቀርብ ንብረት ዓይነት ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ተቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ቅዳሕ ብምግብር ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ነኒበይኑ ተዓሺጉ ክቅርብ ይግባእ
5 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ኣብ ዝኮነ ይኩን ትካል ዝተኣገደ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይክእልን
6 ከይዲ ጨረታ ብዘኣይአገባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሐትንን ጨረታ ንከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ስጎምቲ ዘስዕብ ምካኑ ንሕብር
7 ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ እንትምላእ ሽም ኣድራሽ ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ
8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን30 ተከታታሊ መዓልቲ ይከዉን
9 ንሕድሕድ ጨረታ ዋጋ እንትምላእ በቲ ዝቀረበ ስፐሰፊኬሽን ክምላእ አለዎ ናይ ባዕልካ እስፐሲፈኬሽን ምእታዉ ኣይፈቀድን ግልፂ ኣይኮነን ኢሉ ምስ ዝኣምን ድማ ብኣካል ቀሪቡ ወይ ብስልኪ ክሓትት ይግባእ
10 ጨረታ መከበሪ ንእታወታት ሕርሻ 20000 ፡ ሞተር ማይ 8000 ፡ ዘመናዊ ቆፎ 8000 ቅርሺ ብጥረ ገነዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ ምካንኩም ክንገልፅ ንፈተዉ ከምእዉን መከበሪ ጨረታ ዝልቀቅ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ይከዉን
12 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል
13 እቲ ሰነድ እንትምላእ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን እንተሃልዎ ድማ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ
14 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ካምኣድላይነቱ ናይቲ ዝግዛእ ኣቅሓ ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል
15 ሰነድ ጨረታ 4/7/2018 ዓም ክሳብ 18/7/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ 300 ቅርሺ እንዳከፈሉ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ
16 ጨረታ ዝክፈተሉ 19/7/2018 ዓም ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ ዝከፈተሉ ድማ ሰዓት 5፡30 ይከዉን
17 ኣብቲ ጨረታ ሰዓርቲ ምካኖም ዝተፈለዩ ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ፅሬት ብዘለዎን ብመሰረት እቲ ቤት ፅሕፈት ዘዳለዎ ዝርዝር መዓቀኒታት ማለት እዉን እስፐስፊኬሽን እንትከዉን ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ካልኦት ወፃኢታት ብምሽፋን ናብ ቤት ፅሕፈት ልማዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ዕቀባ ንብረት ከረክቡ አለዎም
18 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914777366 / 0968926261
ድሕሪት