ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዘይቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 25, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 18, 2018
posted: ቅድሚ 8 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ቁፅሪ 3113/226/18
ዕለት 18/06/18
ምልኸታ ፕሮፎርማ/ RFQ25
ናይ ወርሒ የካቲት2018 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዘይቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል።
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ዘይቲ ሞተር | 15wx40 | 03 ጋሎን | |||
| 2 | ዘይቲ መሪ | 10 ቁፅሪ | 1 ሊትር | |||
| 3 | ዘይቲ ፍሬን | 10 ቁፅሪ | 2 ሊትር | |||
| 4 | ዘይቲ ዲፍርንሻል | 140 ቁፅሪ | 03 ጋሎን | |||
| 5 | ዘይቲ ካንቢቤዮ | 90 ቁፅሪ | 03 ጋሎን | |||
እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 18/6/2018 ዓ/ም - ዕለት20/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 24/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ Block B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::