ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መሳረሒ ኣቁሑትን ናይ መኪና ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ከዋዳድር ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 12, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መሳረሒን ናይ መኪና ኣቑሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቓድ ከምኡ እውን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ መለለዪ ቑፅሪ (TIN) መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ።
* ብዝተዓሸገ ፖስታ ዝተመልኣ ዋጋ ካብ ዕለት 12/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 17/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናብ ዝተዳለወ ሣንዱቕ ኣታዊ ክግበር ኣለዎ።
* ፕሮፎርማ ብዕለት 17/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/9445/18

ዕለት12/06/18ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መሳረሒ ኣቁሑትን ናይ መኪና ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ከዋዳድር ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ (ክዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

❖ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዋ ንግብረ ከፈልቲ ዝውሃብ መለለዪ ቁፅሪ /TIN/ ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፡፡

➢ በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 12/06/18ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/06/18ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡

➢ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 17/06/18ዓ/ም ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡

➢ ፕሮፎርማ እንትኽፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡

➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

ጨረታ መደብ