ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ን ዋርድያታትን ፣ ፅሬትን፣ ዝኾውን ደንቢ ልብሲ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንዋርድያታትን ሰራሕተኛታት ፅሬትን ዝኸውን ደንቢ ልብሲ (ስፉይ ሸሚዝ፣ ካኪ ክዳን፣ ሓፂር ቆርበት ጫማ) ክዕድግ ይደሊ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ፅርየቱ ዝሓለወ ንብረት ዘቕርቡን ክሆኑ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 10/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 16/06/2018 ዓ/ም እናመፅኡ ምውሳድ ይከኣል።
* ጨረታ ብዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይክፈት።

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ን ዋርድያታትን ፣ ፅሬትን፣ ዝኾውን ደንቢ ልብሲ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

1 ስፉይ ሸሚዝ

2 ካኪ ክዳን

3 ሓፂር ቆርበት ጫማ

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ:

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 10/06/2018 ዓ/ም –16/06/2018 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገለ 16/06/2018 ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ጨረታ መደብ