ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሶላር 11KW ሴት ክትዕድግ ሰለ ዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 2, 2018
posted: ቅድሚ 8 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ናይ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሶላር 11KW ሴት ክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CDO ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ(ሚኢቲ ቅርሺ
4 ብቕዓት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል::
5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 02/06/2018 ዓ/ም –09/06/2018 ዓ/ም ይከውን::
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 09/06/2018ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 09/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩ
9 VAI ተመዝገብቲ ዝኮንኩም:
10 ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምውሳድ ትክእሉ፡፡