ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይ መቐለ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን :መሳርሒ ፅሬትን ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 30, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ

4 ናይ መቅረባይነት መረጋገፂ ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 29/5/2018 ዓም ክሳብ 13/6/2018 ዓም ንመሳርሒ ፅሕፈት ዘይምለስ 500 ቅርሺ ከምእዉን ንመሳርሒ ፅሬት ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ 13/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344407335 / 0921588220

ጨረታ መደብ

s