ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት መስኖ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓተ በጀት ኣብ ሰለሰተ ጣብያታት ዝስራሕ ዒስራን ሸሞንተን ናይ ሓባርዒላ ሰለሰተ ማንዋል ድሪልንግን ንምስራሕ ሕጋዊያን ብሰራሕቲ ማይ ተንከፈ ኮንስትራክሽን ዝተዋፈርኩም ኮንትራክተራት ደረጃ ኣርባዕተን ልዕልኡን ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ክልተ ሚልዩን
ቦታ:
ላዕላይ ቆራሮ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ስራሕቲ ማይ
/
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ተን ሐባር ዒላን ማንዋል ድሪሊንግን ስራሕተን አብይ ከምዝሰርሓን ንስራሕ ዘድሊ በዝሒ መዓልትን ነዚ መዋዳደሪ ረቆሒ ካም ዝስዕብ ተዘርዚሩ አሎ
ዓይነት ሰራሕ ስትራክቸር ሐበራዊ ዒለታት ዝርከበሉ ጣብያ ሓክፈን ዝረከበሉ ቁሽተ ደርሽም ዝረከበሉ ፍሉይ ቦታ ደርሽም በዝሒ ዓሰርተ ንህንፀት
ዓይነት ሰራሕ ሐበራዊ ዒለታት ዝርከበሉ ጣብያ ዓዲ ቀማለ ዝረከበሉ ቁሽተ ዓዲ ኣብየ ዝረከበሉ ፍሉይ ቦታ ዓዲኣብየ አፍጋሕጋሕ በዝሒ ትሸዓተ
ማንዋል ዲሪሊንግ ዝርከበሉ ጣብያ ዓዲ ቀማለ ዝረከበሉ ቁሽተ ዓዲ ኣብየ ዝረከበሉ ፍሉይ ቦታ ዓዲኣብየ አፍጋሕጋሕ በዝሒ ሰለሰተ
ማንዋል ዲሪሊንግ ዝርከበሉ ጣብያ ዓዲ ቀማለ ዝረከበሉ ቁሽተ ዓዲ ኣብየ ዝረከበሉ ፍሉይ ቦታ ዓዲኣብየ አፍጋሕጋሕ በዝሒ ሰለሰተ
ሐበራዊ ዒለታት ዝርከበሉ ጣብያ መስሕል ዝረከበሉ ቁሽተ ማይ ቆልዑ ዝረከበሉ ፍሉይ ቦታ ደንቢኣርቃይ ማይ ቆልዑ በዝሒ ሽድሽተ
ሐበራዊ ዒለታት ዝርከበሉ ጣብያ መስሕል ዝረከበሉ ቁሽተ ማይ ደማስ ዝረከበሉ ፍሉይ ቦታ ቀርኒ ኣንበሳ በዝሒ ሰለሰተ ጠቅላላ ሳለሳን ሐደን
ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን ከቅርብ ዝክእል
ናይ 2017ን ወይ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃደ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል
ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ብማይ ተንከፍ ከቅርብ ዝክእል
ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ
ወረቀት ምስክር ከፋላይነት ግብሪ ከቅርቡ ዝእክሉ
ናት ተመዝጋበይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል
ኩሎም ፍቃዳት ቴክኒካል ሰነድ ምሰ ሐደ ወናን ክልተ ቅዳሕን ብፖስታ ተዓሺጉ አተሓሒዙ ቴክኒካልን መረዳእታ ሰነድ ኢሉ ኣብቲ ፖስታ ተፃሒፍሉ ከቅርብ ዝክእል
ተወዳደርት ኣብ መስርሒ ቤት ዕዩ ዘደለወ መምርሒ ተጫረቲ ኣብ ዝርዝር መዓቀኒ ዝተቀመጠ መብሪሂታትን አሰራሐታትን ገይሩ ህንፀት ሐባራዊ ዒለታት ማንዋል ዲልሪንግን ክሃንፅ ወይድማ ክፍፅም ዝክእል ክከዉን አለዎ
ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 8/4/2018 ዓም ክሳብ 15/4/2018 ዓም ጀሚሩ ኣብ ቤተ ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቁፅሪ 14 ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ
መከበሪ ጨረታ ክልለ ሚልዩን ቅርሺ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ኣንኮንድሽናል ባንክ ጋራንቲ አቀዲሙ ከቅርብ ዝክእል
ተጫራታይ ኣብ ዝሐለፈ 7 ዓመታት ካብ 2011 ክሳብ 2017 ዓም ብኮንትራክት ወይድማ ብከፊል ኮንትራክት ኣብ ናይ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ እንተናአሰ ሰለሰተ ፕሮጀክት ነንሕድሕዶም እንተናአሰ ኣርባዕተ ሚልዩን ብድምር ዓሰርተ ክልተ ሚልዩን ቅርሺ ዉዕሊ ኣሲሩ ብፅሬት ሰሪሑ ከምዝረከበ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ብተወሳኪ በቲ ዝተዉሃቦ ዉዕሊ መሰረተ ብሰሌጠን ሰሪሑ ከምዝረከበ ናይ መወዳእታ ክፍሊት ምስክር ወረቀት ግዝያዊ ርክክብ ወይ ርክክብ ከቅርብ ዝክእል
ተጫራታይ ነቲ ስራሕ መጀመሪ ዝኮን እንተናአሰ ክልተ ሚልዩን ቅርሽ ቅድሚ ምልክታ ጨረታ ምልጣፉ ኣብ ሒሳቡ ከምዝነበሪ ዘሪ ምንቅስቃስ ፋይናንሻል መግለፂ ወይድማ ፋይናንሻል መረዳእታት ካብ ፍሉጥ ባንኪ ከቅርብ ዝክእልን እተን ክልተ ሚልዩን ቅርሺ ቅድሚ ክፍሊት ምዉሳዱ ንመጀመሪ ስራሕ ከዉዕለን ዝክእል
አብ ዉሽጢ 2016 ዓም ን 2017 ዓም ናይ ሐደ ዓመት ትርፉ እንተናአሰ ሸሞንተ ሚኢቲ ሽሕ ብር ትርፊ ከምዝረከበ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት መረዳእታ ብደብዳቤ ከቅርብ ዝክእል
ዉዕሊ ድሕሪ ምፍራሙ ነቲ ስራሕ መጀመሪ ካብቲ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ክሳብ 20 ሚእታዊ ቅድመ ክፍሊት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልታት ብቅድመ ክፍሊት መልክዕ ዉዕሊ ተቀባሊ ክከፍል ይክእል እዩ ይኩን እምብር እቲ 20 ሚእታዊ ቅደመ ክፍሊት ሰዓራይ ጨረታ ኮንትራክተር ሪኡይ ዝኮነ ወይድማ ዝረአ ናይ ስራሕ ምንቅስቃስ ምስጀመረ እዩ ዉዕሊ ተቀባሊ ድማ ናይቲ ቅድመ ክፍሊት ገንዘብ ማዕረ ዝኮነ ወይ ተመጣጣኒ ዝኮነ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና አቀዲሙ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ
ክፈሊት ዝምልክተ ዉዕሊ ተቀባሊ 30 ሚእታዊ ናይቲ ስራሕ ምስፈፀመ ቀዳማይ ክፍሊት ክሐትት ይክእል እዩ ካብዚ ክፍሊት እዚ ዉዕሊ ተቀባላይ አቀዲሙ ዝዉሰዶ 20 ሚእታዊ ቅደመ ክፍሊት ካብ ዝሰርሖ ስራሕቲ አብ ነብሰወከፍ ክፍሊት 30 ሚእታዊ እናተቆረፀ ተመላሲ የገብር ኣበ መጨረሻ 80 ሚእታዊ ምስበፀሐ ድማ ሙሉእ ብሙሉእ ተመላሲ ይከዉን
ተወሳኪ ዉዕሊ ተቀባሊ 60 ሚእታዊ ምስፈፀመ ካላኣይ ናይ ስራሕ ክፍሊት 30 ሚእታዊ ክሐትት ይክእል እዩ
እቲ ዝተረፈ 40 ሚእታዊ ሚአቲ ሚእታዊ ምስአጠናቀቀ ወይ ግዝያዊ ርክክብ ምስተገበረ ይክፈሎ
ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ ኩሎም ዝተሐተቱ ረቆሒ አማላኢ ዝተሐተተ ዋጋ ዝአተወ ይከዉን
ሰዓራይ ተጫረቲ ምስዓሩ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ብዝተዉሃቦ ዲዛይንን ዝርዝር መዓቀኒን መሰረት ብፅሬት ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል
ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 30 መዓልቲታት ይከዉን
ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ሐባራዊ ዒለታትን ማንዋል ዲሪልግን ፕሮጀክት ስራሕ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 120 መዓዕቲ ሰሩሑ ከረክብ ዝክእል
ሰዓራይ ተጫረቲ ድሕሪ ምስዓሩ ካብዝተፈለጠ ባንኪ መከበሪ ዉዕሊ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ዉሕስና ካብቲ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ከትሕዝ ዝክእል ክከዉን አለዎ
ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ሰነድ ዝሐዘ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ሐደ ቴክኒካልን ብምዕሻግን ብድምሩ ኣርባሽተ ዕሻግ ገፃ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታት ምዓሸጉ ዋናን ቅዳሕን ብምባል ኣብቲ ኣናሽተይ ኩሎም ፖስታታት ብማርከር ብምፅሓፍ ማሀተም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ክዓርፎ ብምግባር ዳግም ኩሎም ኣናሽተይ ፖስታታ ኣብ ካሊኡ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን እቲ ማሀትም ክዓርፎ ብምግባር ናይቲ ዝጫርትሉ ፕሮጀክት ሽምን ናይ ኮንትራክተር ሽምን ኣድራሻን ኣብ ላዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብማርከር ብምፅሓፍን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ህንፃ ቁፅሪ 14 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ካብ 8/4/2018 ዓም ክስብ 15/4/2018 ዓም ሰዓት 400 ምእታዉ ይክእሉ
ተጫረቲ አብ ዘቅርብዎ ዋጋ ሰነድ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊሱ ከቅርቡ ይግባእ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ዋጋ ዘይመለአ ተወዳዳሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሐወሰ ተገይሩ ይዉሰድ
ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ሳንዱቅ 15/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914541690 0914699390 0914494138 0914388160
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (11)
ኮንስትራክሽን (952)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (441)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (93)
ስራሕቲ ማይ (249)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (133)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4426)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (926)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (644)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2818)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (260)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን (123)
ኦዲት ተዛማድኡን (136)
ሕርሻ (498)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (179)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (85)
ሕርሻ መሺነሪ (67)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (51)
ህንፃ መሳርሒ (3373)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (588)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (941)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (234)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (524)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1674)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1571)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (77)
ምምካር (182)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (27)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (60)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (31)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
ቋንቋ ትርጉም (39)
ትምህርቲን ስልጠና (193)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (139)
ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1823)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (933)
ምግጣምን ፅገናን (61)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (816)
ምግብን መስተን (515)
ኣቅርቦት ምግቢ (399)
ካፌን ሬስትራንትን (107)
እግድ (43)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (20)
መኪና ሓራጅ (14)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
ፈርኒቸር (1271)
ገዛ ፈርኒቸር (28)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1166)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (267)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (244)
ናገዛ ኣቁሑት (94)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (293)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት (142)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (146)
መሬትን ሊዝን (60)
ፅገና (790)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (205)
ፅገና ሞተርሳይክል (148)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (68)
ፅገና ተሽከርካሪ (287)
ፅገና ማሽነሪ (21)
ካልኦት ፅገና (52)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (409)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ (265)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (108)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2906)
ናይ ቢሮ አቁሑት (111)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (18)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
ስራሕቲ ሕትመት (1639)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1260)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (352)
ስራሕቲ ምልላይ (80)
ግራፊክስ ዲዛይን (18)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (7)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
ኢቨንት ምዝግጃው (11)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (28)
ክራይ (730)
ገዛ/ህንፃ ክራይ (54)
መኪና ክራይ (508)
ማሽነሪ ክራይ (159)
መሸጣ (1204)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
መኪና/ማሺን ምሻጥ (21)
ካልኦት ዝሽወጡ (588)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (589)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
ስራሕቲ ሓለዋ (46)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (41)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4051)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1580)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (146)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (31)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (613)
ውፅኢት ቆርበት (2)
መጋረጃን ምንፃፍን (43)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (414)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (77)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
ትራንስፖርት ግልጋሎት (361)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
ዕድጊት መኪና (24)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
ዕድጊት ሞተርሳይክል (265)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (197)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (64)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (10)
s