ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንሰራሕተኛታቱ ግልጋሎት ካፌ ንምቕራብ ብዝደለዮ መስረት ብደብዳበ ቑፅሪ W/TE/M/01682/18 ኣውፅእዎ ዝነበረ ጨረታ ምምሕያሽ ብምግባር ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ንሰራሕተኛታቱ ቁርስን ምሳሕን ከቕርብ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018
posted: ቅድሚ 10 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

መጀመርያ ዝወፀ ጨረታ ንምርኣይ ኣብዚ ሊንክ ይክፈትዎ

ቁፅሪ፣-W/T/E/M/01683/18

ዕለት:01/04/2018 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንሰራሕተኛታቱ ግልጋሎት ካፌ ንምቕራብ ብዝደለዮ መስረት ብደብዳበ ቑፅሪ W/TE/M/01682/18 ኣውፅእዎ ዝነበረ ጨረታ ምምሕያሽ ብምግባር ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ንሰራሕተኛታቱ ቁርስን ምሳሕን ከቕርብ ስለ ዝደለየ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሓ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትረቱ ይዕድም::

1. ናይ ዘመኑ (2018 ዓ/ም) ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ Tin number/ ዘለዎ

2. እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ሰነዳት ብቕዳሕ ኮዝ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ገይሩ ከቕርብ ዝኽእል፡፡

3. ትካልና ክራይ ገዛ፤ ግልጋሎት ማይን መብ ቲን ብነፃ ዘቕርብ ምኻኑ ይገልፅ፡

4. ተጫረቲ ብዘይ ኣቑሖኦም ወይ ምስ ኣቑሖኦምን መሪዖም ክሳተፉ ይኽእሉ፡

5. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቕሓ (ሰነድ ጨረታ) ኣብ ቀበሌ 18 ዳ ጥሮታ ሓዳስ ሞል 1ይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ክፍሊ ሎጂስቲክስ ካብ ዕለት 01/04/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 100.00 (ሓደ ምእቲ) ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

6. እዚ ጨረታ ዕለት 01/04/2018 ዓ/ም ተጀሚሩ ዕለት 15/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ቐትሪ ይዕፀዉ:: እቲ ጨረታ በቲ ዕለት 15/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኸፈት::

7. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::

ኣድራሻና: ቀበሌ 18 ዳ ጥሮታ ሓዳስ ሞል 1ይ ደብሪ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914310753 ወይ 0919006601 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::

ጨረታ መደብ

s