ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጨንፈራት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ዝውዕል ከምኡ ድማ ቢል ፕሪንት መግበሪ ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 09/2018
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጨንፈራት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ዝውዕል ከምኡ ድማ ቢል ፕሪንት መግበሪ ቀለም ተወዲኡ ቢል ጠጠው ኢሉ ሰለ ዘሎ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ ቁ 11140/ግ/ል/ትልሚ ብዕለት 18/03/2018 ዓ.ም ብ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መጠን | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፕረንተር ቀለም 05A | pcs | 10 | ||||
| 2 | ፕረንተር ቀለም 80A | pcs | 6 | ||||
| 3 | ፕረንተር ቀለም 26A | pcs | 14 |
NB.እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 19/03/2018 ዓ.ም ክሳብ 22/03/2018ዓ/ም
ኣድራሻ
ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል