ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 17, 2018
posted: ቅድሚ 11 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ በዚ መሰረት
➢ ናይ ግብሪ መኽፈሊ መለለይ ቑፅሪ(TIN) መረዳእታ ከቅርብ
➢ ሊብረ ናይ መኪናን መዘወሪ ፍቃድን ዘለዎ "
➢ ናይ ቕብልት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል ፡፡
➢ ብ ናይ ባዕሉ ሸቃሎን ካልእ ኩሉ ናይመኪንኡ ወፃኢታት ኪኢሉ ናብ ቓላሚኖ ዘጋዓዕዝ ፡፡
➢ ቕድሚ ዋጋ ምምላእ እቲ ዱርቓ ናብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ብኣካል ቀሪበካ ምርኣይ የድሊ ፡፡
➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/03/2018 ዓ/ም ድ/ሰዓት 9፡00 ተዓፅ ሰዓት 9:30 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ይኸፈት ፡፡
➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺብ ብኽፋል ይኹን ብምልእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡
➢ ን ተወሳኺ ሓበረታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታት ብ ስ.ቁ 09 00 66 61 49 ምሕታት ከኣል ፡፡
| ተቁ | ዓይነት ዝጋዓዓዝ ንብረት | መዐቀኒ | ን ጠቐላላ ኩመሪ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|
| 1 | ዱርቓ | ኩምሪ | ዋጋ ዝምላእ ምስ ናይ ሸቃሎ ዝፅዕኑን ዘራግፉን ምኻኑ |