ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ HP laser jet ታናል ኮሪጅን : ዊልዲንግን ማተሪያል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ድማ ቲኢቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ብተመሳሳሊ ዘርፊ ዝተመዝገቡን ክኮኑ አለዎም
2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብር ብመልክዕ ስፒኦ ካሽን ባንኪ ጋራንትን ኣብ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዝ ዝክእል
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይንሻል ክልተ ቅዳሕ ማለት እዉን ዋናን ቅዳሕን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ማለት እዉን ዋናን ቅዳሕን ክሳብ 9/12/2025 ከም ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ 9/12/2025 ከም ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት
6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914726790 / 0344405806