ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ሓዉዜን ኣብ ዘለዉ ዘገልገሉ ጀኔሪተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 22, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝኮነ ይኩን ሰብ ዘይምለስ ብር 300 እንዳከፈለ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22/3/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ሓዉዜን ሰነድ ጨረታ ኣብ ሰዓት ስራሕ ምዉሳድ ይክኣል
2 እቲ ጨረታ 22/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:00 ይክፈት
3 ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምካኑ እንዳሐበርና
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0910482064 / 0948519547