ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ እንሰሳት መድሓኒት : ናይ ሕክምና መገልገሊ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ : ናይ እንሰሳት መድሓኒት 3000 ቅርሺ
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በዚ መሰረት ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ሰነድ ጨረታ ካብ 26/2/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 16/3/2018 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ዘይምለስ 200 ብምክፋል መፂእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
2 ናይ ተጫራቲ ሽም ፊርማን ኣደራሻ ማህተምን ክገብሩ ይግባእ
3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ከቅርብ ዝክእል
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም
4 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መቅረባይነትን ዘለኩም ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ዘቅርብ
5 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ : ናይ እንሰሳት መድሓኒት 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራይ ከትሕዝ አለዎ
6 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ቅሬታ ግዜ ምስሐለፈ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ማዕለቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ
7 ናይ ንብረት መረክቢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ይከዉን
8 ጨረታ 16/3/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከሉ ይክፈት
6 ብጨረታ ስርዓት መሰረት እቲ ሰነድ ጨረታ ተማሊኡ እንተፀኒሑ ይክፈት
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0933800078