ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ኣቑሑት ፅገናን ክተወዳድር ስለዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 7, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 10.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 10 ክዕድግ ዝክእል
3 ናይ ዘሸነፎ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 6/12/2008 ዓ/ም እስካብ 17/12/2008 ዓ/ም ይኸዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 17/12/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/12/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

6 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ጨረታ መደብ

s