ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018
posted: ቅድሚ 11 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ዕለት-26/02/2018ዓ.ም
ቑፅሪ956/226/18
ምልክታፕሮፎርማ ላፕቶፕ ኮምፑተር ንምግዛእ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦምረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት ስፔስፍኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብረሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 01 | ላፕቶፕ ኮምፑተር ብዝቀረበ ስፔስፍኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 01 |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ካብ መስከረም 26-28/02/2018ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።
6. ዕለት 01/03/2018ዓ.ም ሰዓት 3:00 ተኸፍቱ ዝቐረበ መወዳደሪ ዋጋ ተራእዩ ክቐርብ ይግበር
7. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፖስታ ምስተኸፈተ ንገ ̊ ማዕልቲ ይኸዉን::
8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፅር እዋን ከቅርብ ዝክእል::
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::
10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::