ቤት ፅሕፈትና ን 2009 ዓ ∙ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ግልጋሎት ፀገና ቀለለቲን ማእከሎት መካይ :በዓልሞያ ፅገና ሞተር ሳይክል: ናይ ደረቅ ፅዕነት ግልጋሎት ስራሕቲ ፣ግልጋሎተ ኦፊስ ኣዉቶሜሽን ፅገና ስራሕቲ: ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት: ናይ ባኒ መቅረቢ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ናይ ሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
ስለዝደሊ Â ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግቡኡ ረቋሕታት
ናይ 2008 ዓ ም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2009 ዓ ም ፍቃድ ዘሐደስኩምን
ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም
ናይ 2008 ዓ ም ዘሐደስኩምን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላየነት ክተቅርቡ እትከእሉ
ተጫረቲ እተቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ኣብ ዘሎ ቅፅሪ ክምላአ ኣለዎ
ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ብምክፋል ካብ ዕለት 29 ሓምለ 2008 ዓ ም ጀሚሩ ክሳብ 13 ነሓሰ 2008 ዓ ም ብምምፃእ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታየ ኣድያቦ ንኡስ ከይዲ ዕደጋ ክትወስዱ ትክእሉ
መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብ ሲፒኦ 5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ
እቲ ጨረታ ካብ 29 ሓምለ 2008 ዓ ም ክሳብ 13 ነሓሰ 2008 Â ዓ ም ኣብ አየር ይፀንሕ
እቲ ጨረታ13 ነሓሰ 2008 Â ዓ ም ሰዓት 4 00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት
ቤት ፅሕፈትና መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ተጫረቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500231 ወይንከዓ 0345500005 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።