ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መሳረሕ አቁሕት ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መሳረሕ አቁሕት ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

መምርሒ ተጫረቲ/ተወዳደርቲ

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን/TI Noን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

➢ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኹም እትመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸውን ኣለዎ

➢ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 9 ምውሳድ ይከኣል

➢ በቲ ዋጋ መቅረቢ ብዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 19/02/2018 ዓ/ም እስካብ 21/02/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ድማ ይኸፈት

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከምውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ኣቅሓ/ግልጋሎት /በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊክሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ

➢ እቲ ኮለጅ ዘቐመጦም ረቋሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ወድድር ወፃኢ ንገብር ምኳንና ኣጥቢቐና ነተሓሳስብ

➢ ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂ ዘይኮነን ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን

➢ ካብቲ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ባዓልካ ንብረት ቀይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም ኣይፍቀድን

➢ ኮለጅና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ኣድራሻና፦ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ጥቓ እንዳጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ፦ 03-44-40-87-55 ይደውሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s