መሰቦ ሲሚንቶ ሓ .ዝተ. ዉ. ማሕበር ዝተፈላለዩ ብርክት ዝበሉ ዘገልገሉ ናይ ኦፊስ መሳርሕታት: ጣዉላታት: ጎማታት: ፕላስቲክ ከረጢት: በርሚል ብቅዓት ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዝኮነ እዚ ዝስዕብ ሮቃሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ የዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ፕሮፎርማ (ናይ ዋጋ መቅረቢ) ብስምዒ ብዝተዓሸገ ፖስት ክሳብ ነሓሰ 19 /2008 ዓመተ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ናብ መሰቦ ሲሚንቶ ፋብሪካ ክቅርቡ አለዎም
ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ አድለይቲ ስክራፕ ከነታት ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ሓምለ 15/ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ነሓሰ 19 / 2008መፂኦም ክሪኡ ይክእሉ እዮም
ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ 50 ቅርሺ
ናይ 2008Â ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ፎቶኮፒ ምስ ጨረታ ሰነዶም ከቅርቡ አለዎም
ናይ ጨረታ ዉሕስና 10,000 ቅርሺ ብመልክዕ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም
እቲ ጨረታ ነሓሰ 19 /2008 ዓም ናይ ድሕሪ ቀትሪ 9:00 ይክፈት
 መሰቦ ሲሚንቶ ሓ. ዝተ. ዉ. ማሕበር ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
ንተወሳኪ ሐሓበሬታ 0920 133453