ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ንተምሃሮን ካልኦት ማሕበረሰብን ግልጋሎት ዝዉዕል Electrical Pickup Vehicle ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 23, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ን3ይ ግዜ ዝወፀ

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕብረተሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ፤ ጥዕናን ልምዓትን ካልኦት ማሕበራዊ ፀገማትን ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝርከብ ገባሪ ሰናይ ትካል እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ክልልና ምስ ት/ቲ ቢሮ ብሓባር ብምኻን ፍርያት ሃገር ብዝኾነ ምግቢ ኣብ መዓልቲ ሓደ ግዜ ተምሃራይ ክምገብ እናገበረ ዝርከብ ትካል እዩ። ብተመሳሰሊ ንዝተፈላለዩ መራሕቲ ስድራ ናይ ምግቢ እታወት እናባዕሐ ዝፀንሐን ዘሎን ትካል እዩ።

በዚ መሰረት ድማ ትካልና ንተምሃሮን ካልኦት ማሕበረሰብን ግልጋሎት ዝዉዕል Electrical Pickup Vehicle ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

3. ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ተ ረቲ ዝርዝር መምርሒ ተጫረቲ ዝሓዘ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 23/12/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 29/12/2017 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ትግራይ ጥቓ ዓይኒ ሕክምና ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብኣካል ብምምፃእ ክትወስዱ ትኽእሉ።

4. እቲ ጨረታ ዕለት 29/12/2017 ዓ.ም ስዓት 8:30 (local time) ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 9:00 (local time) ኣብ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ይኸፈት ::

Mekelle, Tigray, Ethiopia P.O. Box 69 Tel 0344 41-84-42 | Email [email protected]

ጨረታ መደብ