ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል።

3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 30//2017 ዓ/ም -09/12/2017 ዓ/ም ይከውን::

6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 09/12/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት o9/2/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

8. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s