ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ትካልናን ኣብ ግልጋሎት ዒሎም ግልጋሎቶም ዝወድኡን ዝተበላሸውን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝተሰባበሩን ንምውጋድ - ስለዝደለና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 6, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ምልክታ ጨረታ ናይ ዝውገዱ ንብረታት

ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ትካልናን ኣብ ግልጋሎት ዒሎም ግልጋሎቶም ዝወድኡን ዝተበላሸውን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝተሰባበሩን ንምውጋድ - ስለዝደለና በዚ ዘርፈ ከተሰማረክም ሕጋውያን ነጋዶ

መተሓሳሰቢ -ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/11/2017ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/12/2017ዓ.ም ሰዓት11፡30

3. ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሳማረዩ ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱ ፣ ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰረተፍኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም።

4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 06/12/2017 ዓ.ም ሰዓት3፡30 ጀሚሩ

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

6. ካብቲ ዘዳለናዮ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን።

7. ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

8. ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ በቲ ዝድለ ሳንፕል መሰረት ንብረት ኣታዊ ዝገብር

9. ናይዚ ፕሮፎርማ ዝርዝር ዝሓዘ ፎርሚ ካብ ካብ ቤት ፅ/ትና ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እናመፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ድማ ፊት ለፊት ኣግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0344409343 ወይ 0914734003 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ