ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ክሽጥ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይጠቅስ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይጠቅስ
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ምልክታ ጨረታ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት ውን ናይ ሲኖትራክ ማርቸሊዝ ሊሳን ቲዮታ ክረሸሪን ካማዝን ወዘተ ንምሻጥ ይደሊ ብመሰረት አዚ ክትዖድጉ ተድልዩ ዝደለኩምኩዎ ዓይነት ብዝሕን ብውልቀን ይኩን ብትካል ግዘ ገደብ ኣብ ዘይብሉ አዋን ኩሉ ጊዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት አናመፃአኩምን ክትር አዩን ትካል ብዝወሰኖ ዋጋ ክትዖድጉ ከምትክአሉ ክገልፅ ይፎቱ