ኣብ ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ዋና ቢሮ ዘገልግሱ ንብረታት ናይ ተሽከርከርቲ ጎማን ስፔርን፣ ናይ ፕሪንተር ቀለማትን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 1, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይጠቅስን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ጨረታ
ኣብ ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ዋና ቢሮ ዘገልግሱ ንብረታት ናይ ተሽከርከርቲ ጎማን ስፔርን፣ ናይ ፕሪንተር ቀለማትን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደሊ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ኣካላት ካብ ዕለት 24/10/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሓሙሽተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ መፂእኹም ዋጋ ክተእትዉ እናሓበርና ዓይነት ንብረት ከምዝስዕብ ዘርዚርናዮም ኣለና።
| ተ/ቁ | ዘገልገሉ ዓይነታት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|
| 1 | ጎማ -195R 15 C | ቁፅሪ | 6 | |
| 2 | ጎማ - 28560R18 | ቁፅሪ | 6 | |
| 3 | ጎማ - 26560 R18 | ቁዕሪ | 5 | |
| 4 | ጎማ – M 755(7.50 R16 Lፐ) | ቁፅሪ | 4 | |
| 5 | -245/70 R17.5/2015 75R17.5 | ቁፅሪ | 6 | |
| 6 | ቸርኬ -245/70 R17.5/2015 75R17.5 | ቁፅሪ | 01 | |
| 7 | ሻራ /ሽት/ | ዕምዲ | 19 | |
| 8 | ሻራ ንእሽተይ | ዕምዲ | 1 1⁄2 | |
| 9 | ብሬክ ፓድ | ዕምዲ | 34 | |
| 10 | ፒስቶን | ቁፅሪ | 10 | |
| 11 | ኩችኔት | ቁፅሪ | 20 | |
| 12 | ጋስኬት እግሪ | ቁፅሪ | 5 | |
| 13 | ቮልቮላ | ቁፅሪ | 27 | |
| 14 | ናይ እግሪ ብኮላ | ቁፅሪ | 8 | |
| 15 | መሪ ወጣሪ(ቴስቲኒ) | ቁፅሪ | 2 | |
| 16 | ኖዙል | ቁፅሪ | 3 | |
| 17 | ሓፂር ሾምያስ | ቁፅሪ | 3 | |
| 18 | ሞቶሪኖ | ቁፅሪ | 1 | |
| 19 | ስፖርቶ ሞተር | ቁፅሪ | 2 | |
| 20 | ሸጋጥ ቁልፊ | ቁፅሪ | 2 | |
| 21 | ፊልተር | ቁፅሪ | 7 | |
| 22 | ኣሞርዛተር | ቁፅሪ | 4 | |
| 23 | ቴስታታ ከቨር | ቁፅሪ | 1 | |
| 24 | ዲፈረንሻል | ቁፅሪ | 1 | |
| 25 | ሮኮር ኣርም | ቁፅሪ | 1 | |
| 26 | መሪ ስቃጥላ | ቁፅሪ | 1 | |
| 27 | ነዊሕ ሽምያስ | ቁፅሪ | 1 | |
| 28 | ፍሪሰን ዲስክ | ቁፅሪ | 2 | |
| 29 | ፕሬዠር ፕላት | ቁፅሪ | 1 | |
| 30 | ዲስክ ፓድ | ቁፅሪ | 2 | |
| 31 | ፓንቸር | ቁፅሪ | 4 | |
| 32 | ዲቫይደር | ቁፅሪ | 4 | |
| 33 | ደብራተር ልጥፍ | ቁፅሪ | 3 | |
| 34 | ደብራተር ክቢ | ቁፅሪ | 3 | |
| 35 | ናይ ኦፊስ መጋረጃ | ቁፅሪ | 4 | |
| 36 | ማስኬራ | ቁፅሪ | 1 | |
| 37 | ፓራ ፋንጎ | ቁፅሪ | 2 | |
| 38 | ስብርባር መብራህትን ፍራቻን | ቁፅሪ | 6 | |
| 39 | ጎፎኖ መኪና | ቁፅሪ | 1 | |
| 40 | ናይ ፕሪንተር ቀለም ዓብዪን ንእሽተይን | ቁፅሪ | 80 |