ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ ከተማ ዓይደር ዝተፈላለዩ ንብረታት ካብ ቤት ፅሕፈታት ዝአከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ክሽይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 1, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
bidding: search status closed
ብደኣንት ንዝተወደቡ ንክጫረቱ ንዝተፈቀደሎምን ንካልኦት ንዝትደልዩ ተጫረቲ ዉን ይሓዉስ
ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ 20 ቅርሺ
መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ 1000 ቅርሺ ዘትሕዙ
ቅድሚያ ንደኣንት ንዝተወዳቡ ነተባብዕ
ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ከልዕል ዝክእል እንተዘይኮይኑ ግና በመትሐጃ ዘትሐዞ ገንዘብ ዝቅፃዕ ይከዉን
ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 10 /10/ 2008 ዓም ሰዓት 3 :30ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4 :30 ይክፈት
ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማሪፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
ተጫራታይ ንዘሸነፎ ንብረት ናይ ጉልበት ዋጋ ይኩን ንዝምዘኑ ንብረት ናይ ሚዛን ክራይ ወይ ካልኦት ወፃእታት ብሙሉኦም ባዕሉ ክሽፍን አለዎ
ተጫራታይ ናይቲ ዝጫረት ንብረት በዝሒ ክዉስክን ክቅንስን ስለዝክእል እዚ ኣብ ግምት ኣእትዩ ክጫረት ዝክእል ክከዉን አለዎ