ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮነክስ አቁሑትን : ሳይክል ከምኡዉን ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን : ዘገልገሉ ኮምፒተርን ከሸይጥ ይደሊ ስለዚ ንዝይ ክትዕድጉ ትክእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 30, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ካብ 26/09/2008 ዓ/ም ክሳብ 09/10/2008 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ኣቁሑት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ምዉሳድ ትክእሉ

2 እዚ ጨረታ ዕለት 09/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት

3 ተወዳድርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2008 ዓ/ም ክተቅርቡ ይግባእ ከምኡ ዉን ቲን ይግባእ ከምኡዉን ናይ ጨረታ መክብሪ ብር 200 /ክልተ ሚኢቲ/ ተትሕዙ ይግባእ

4 ተወዳድርቲ ዝርዝር ዝሰዓርኩምዎ ኣቁሑት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ትወስዱ ይግባእ

5 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ፊት ለፊት አግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0344409343 ደዊልካ ምሕታት ትክእሉÂ

ጨረታ መደብ

s