ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስልጠናን ናይ ስነል ናውትን ናውትን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስልጠናን ናይ ስነል ናውትን  ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ

ተወዳደርቲ ከተማልእዎ ዝግበአኩም

1. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2. ኦርደር ካብ ዝወሰድኩም ኣብ ውሽጢ 3 ዓልቲ ከተቅርቡ ትክእሉ

3. 2 % ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2017ዓ/ም-29/09/2017 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕሸገሉ ዕለት 29/09/2017ዓ/ም 4:00 ዝክፈተሉ ድማ 29/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 እዮ

5. ኣድላይ ኮይኑ ተተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s