ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ላፕ ቶፕ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2017 11:25 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ላፕ ቶፕ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ::
| ዝርዝር ግልጋሎት | SPECIFICATION | መዓቀ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Lap Top computer | ምስዚ ተተሓሒዙ ኣሎ | ቑፅሪ | 02 |
መተሓሳሰቢ
➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም
➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል
➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ TIN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል ::
➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/09/2017 ዓ/ም ክሳብ 02/09/2017 ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡
➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝኸእል ::
➢ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል/
➢ ዓዲ ሓቂ ጎኒ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ አካለ ጉድኣት 5 ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 18 ንርከብ :
ምስ ሰላምታ