ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 በጀት ዓመት 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ናይ አዳራሽ ፅሬቱ ዝሓለወ ተገጣጣሚ ወንበር ከስርሕን ከግጥምን ስለዝደለየዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 30, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
bidding: search status closed
በዚ መሰረት ብዘረፉ ናይ ዘመኑ ዘተሐደሰ ፈቃድ ዘለኩም
ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2008 ዓም ዘፍለጥኩምን
- ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም
- መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም
- ተጫረቲ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ሰሪሖም ኣብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ከረክቡ አለዎም
- ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 29/09/ 2008 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ንሕድሕዶም ብር 50 ብምክፋል ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ምዉሳድ ይካአል
- ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ 500 ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ብዋናን ቅዳሕን ክተእትዉ ትክእሉ
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/10/2008 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ 8:00
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻÂ ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት
- እዚ ዋጋ እዙይ ን15 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
 NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::