ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ኣስተራ መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 በዚ መሰረት ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘፈር ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 6/9/2017 ዓም ክሳብ 26/9/2017 ዓም ክሳብ 330 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ መንገዲ ቢዝነስ ዩኒት ለጅስቲክ ቢሮ ብምምፃእ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ክትግዝኡ ምካንኩም ንሕብር

2 እቲ ጨረታ ዕለት 27/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሉ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ጨረታ መደብ