ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 6, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።
ስለዝኾነ ፡
- ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።
- VAT/TOI ተመዝጋቢ ዝኾነ ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።
- ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ ኣካቲቱ ከቅርብ አለዎ።
- አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኸእል።
- እቲ ጨረታ ካብ ግንቦት 6/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ግንቦት 15/2017 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።
- እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ግንቦት 15/2017 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት።
ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028
መተሐሳሰቢ
- ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።
- ዝሰዓረ ድርጅት ቅድም ክብል ኣብዝተፈላለየ ጊዜ ዘሕተሞ መፅሔት ሳምፕል ከቅርብ ይግባእ።