ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ ጉንበት 5 ክሳብ ክሳብ ጉንበት 18/ 2017 ዓም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ ጨረታ መሬት ቁፅሪ 72 ንመንበሪ ንግድን ንሆቴልን መዉዓሊ ህፃናትን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 158 ቦታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከማሓላልፍ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ንጨረታ ዝቀርቡ ዝርዝር ቦታታት ኣብ ክፍለ ከተማታት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከምእዉን ኣብ መርበብ ሐበሬታ ኣብ ፊስቡክ ገፅ Mekelle city communication Affairs ከምእዉን ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ ምርኣይ ይከኣል

2 ካብ ጉንበት 25/9/2017 ዓም ጀሚርኩም ድማ ተወዳደርቲ ጨረታ ናይ መወዳእታ ዉፅኢት ብምልክታ ወይድ ማ ኣብ መርበብ ሐበሬታ ምረእይ ከምትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ

3 እቲ ጨረታ ጉንበት 18/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ብፅባሒቱ 19/9/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ አዳራሽ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ይክፈት

 4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉበ ዝተሐለወ እዩ

ጨረታ መደብ

s