ሱር ኮንስትራክን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታት አብ ላጪ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ካባቢ ቤት ህንፀትን መሰቦ ፕሮጀክትን ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልግለ ንብረት: በርሚል : ናይ መኪና ባትሪ ጎማ :ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን ዕንፀትን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ሰለዚ ኣብዚ ጨረታ ምስታፍ ትደልዩ ተወዳደረቲ ዝርዝር ንብረትን ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒታት ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ምስተጋወሐ ካብ 7/9/2017 ዓም ክሳብ 27/9/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስርሕ ሰዓት ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ላጪ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ክትወስዱ ነፍልጥ