ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእከልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ናይ ግብሪ ክፋላይ : ምስክር ወረቀት መቅረባይነት  : ናይ ተወሳኪ ምዝገባ ሰርተፊኬት ናይ ለካቲት መስከረም ቫት ዲክሌር ዝገበርሉ ከቅርብ ዝክእል

2 መከበሪ ጨረታ 10000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብሽም ማእከል ከትሕዝ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ማክእል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/8/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 1/9/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ጠቅላላ ዋጋ ምስ ቫት ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ገይሮም ናይ ትካሎም ማህተም ምግባር ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ አለዉ

4 ሳንቅ ጨረታ ዝርከበሉ አብ ማእክል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናይስን ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 7 ምርዳእ የድሊ

5 ጨረታ ምስተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ብምግባርን ዓርሱ ምግላልል ኣይክእሉን

6 እቲ ጨረታ ዕለት 1/9/2017 ዓም ሰዓት 3:30 በቲ ዕለት ሰዓት 3:45 ቅድም ቀትሪ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት ብዘይምርካቦም ድማ ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

7 ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ዝተቀመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይኖም መብርሂ ወይ መመሓየሺ ሕቶ ከቅርቡ ዝክእሉ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ይከዉን

8 ሰዓራይ ጨረታ ኣብ ግዝ ዉዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅለላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል

9 ዝሰዓሮዎ ንብረት መቅረብቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ወፃኢ ናብ ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት አታዊ ክገብሩ ዝክእል

10 ማእከልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s