ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ንስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕላ ላፕ ቶፕ ኮምፒተር በጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ናይ ጨረታ ማስታወቅያ
ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ንስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕላ ላፕ ቶፕ ኮምፒተር በጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዝኾነ ነዚ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ረቋሒ እተማልኡ ነዶ ኣፍቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም።
መተሓሳሰቢ
- ሕጋዊን ናይ 2017ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድን ዘለዎ
- በቲ ዘርፊ ናይ ኣቅራባይነት ዝተመዝገበ
- ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ
- ነቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 17/08/17ዓ.ም ካብ ትካልና ገንዘብ ቤት ዘይምለስ ብር 100.00(ሓደ ሚኢቲ) ብምኽፋል ምውሳድ ይካኣል
- እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 17/08/17ዓ.ም እስካብ 27/08/17ዓ.ም ሰዓት 04 :00 ዝፀንሕ ኾይኑ ኣፍቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:15 እቲ ጨረታ ተረትቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት።
- ትካልና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ :- 0914729078