ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ በሊዝ ጨረታ ኣብዚ ዓመት ኣብ ሽድሽት ግዜ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንራብዓይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብመደበኛ ጨረታ ንድርጅት ዝዉዕሉ 30 ቦታታት  :  ንመንብሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 146 ቦታት  ብጠቅላላ ድምር 76 ቦታታት

2 እዚ ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ 18/7/2017 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ እንዳመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

3 ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድለይ ዘበለ ብምምላእ ብስፖስታ ዓሺጎም ብምእታዉ ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈቱ

4 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s