መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ቫተ ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮኑ/ተ

  2 ስፒኦ 3000 ቅርሺ

3 ሰነድ መዝገኢ ዋጋ 100

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 31/03/2015 ሰዓት 8:00 ኮይኑ ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ 31/3/2025 ሰዓት 8:30

5 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለለፀ ሐበሬታ 0914734116 ወይ 0344406225 ለፀ ሐበሬታ 0914734116 ወይ 0344406225 ደዉሉ

ጨረታ መደብ