ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ ናይ ሕትመት መሳርሒ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 27, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ዕለት 26/ 06/17 ዓ/ም

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን 3/2017 ዓ/ም

ምልክታፕሮፎርማ

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ ናይ ሕትመት መሳርሒ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መምርሒ ተጫረቲ

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ፡፡

2. ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲንናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡

4. ብውዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም ፡፡

5. ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር መግለፂ ወፃኢ ምቕራብ ኣይኽእልን ፡፡

6. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ፣ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም ፡፡

7. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 20' መዓልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ይክውን

8. ፕሮፎርም አብ አየር ዝወፀሉ ከብ ዕለት 26/06/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/06/17 ዓ/ም ይክዉን።

9. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/07/17 ዓ/ም ልክዕ 3፡00 ይክዉን ፣ዝክፈተሉ ቢዚ ዕለት ስዓት 4፡00 ይክዉን።

10. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ።

11. እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን መቕረባይን ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

12. ኣድራሻ ጥቃ ደብረዳሞ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ቀበሌ 19


ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-405093 ይደውሉ ፡

ጨረታ መደብ
s