ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መድሓኒት ብፐርፎርማ ኣዋዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ተወዳደርቲ ተማልእዎ ረቃሐታት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መድሓኒት ብፐርፎርማ ኣዋዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ተወዳደርቲ ተማልእዎ ረቃሐታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 2017 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል

2. እንሹራንስ ዘለዎ

3. ሌብረ ዘለዎ

4. ፐርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 25/06/2017ዓ/ም ክሳብ 28/06/2017 ዓ/ም ይከውን ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 28/06/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ብተመሳሳሊ ዝክፈተሉ

5. 28/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኮይኑተ ወዳደርቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ቀቤሌ 15 /ዝርከብ ዋና ቤት ፅሐፈትና ይውን

6. ናይ ዝህብዎ ግልጋሎት 2% ሲፒ ከትሕዝ ዝክእል

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኮይኑ ተረኪቡ ናይ ምስራዝ መብቱ ሕሉው እዮ

ጨረታ መደብ

s