ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ (lot 4) G+4 ህንፃ ዲዛይን ክነስርሕ ሰለዝደለና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 23, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 19, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ብሎኬት መንድቕን ልስንን

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ትግራይ ዘሎ ናይ መንበሪ ገዛን መስርሒ ቦታን ፀገማት ንምፍታሕን ነቲ ትሑት ኣታዊ ዘለዎ ናይ ሕብረተሰብ ክፍሊ ማእኸል ገይራ ኣብ ምንቅስቓስ እትርከብ ትካል እያ፡፡

በዚ መሰረት ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓዲሓ ሎት ሓደ B+G+10 ዓዲሓ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንሎት ክልተ G+4 ህንፃ ዓዲሓ እንዳኪዳናምህረት ውርድ ኢልካ ናይ መንደቕን ልስንን ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና ደረጃ ትሸዓንተን ልዕሊኡን ፍቓድ ዘለኩም ነዞም ዝስዕቡ ረቚሓታት ተማልኡ ተጫረቲ ክተሳትፉ ንዕድም ።

1. ናይ 2017ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ናይ ግብሪ ኸፋሊ መፍለይ ቲን፣ቫት ሓዊሱ ዋጋ እትመልኡ ተጫረቲ ቫት ምዝገባ ሰርቲፌኬት ከምተቕርቡ ምፍላጥ የድሊ፡፡

2. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO bank guarantee) /10,000/ዓሰርተ ሽሕ ብር)ከቕርብ ዝኽእል፡፡

3. እቲ ሰራሕ ጨረታ ድሕሪ ምሰዓሩ ኣብ ሰሙን ውሸጢ ይጅመር ጎና ጎኒ ናይ ስትራክቸር ሰራሕቲ ፡

4. ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ እቲ ዝተሓተ ዋጋ ዘእተወ ይኸውን፡፡

5. ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 300 (ሰለስተ ሚኢቲ) ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቀበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቑፅሪ ብምቕራብ ካብ ዕለት 19/06/2017 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ስዓት ምውሳድ ይካኣል፡፡

6. ተጫረቲ ሐደ ኦርጂናልን ሐደ ኮፒንፋይናንሻልን ሲፒኦንዶክመንት _ ኣብዝተፈላለየ ፖሰታ ብሽምዒብምእሻግ ኣብ ሐደ ዓብይ ፓሰታ ኣሺጎም ብምቕራብ ሙሉእ ኣደራሻ ናይ ድርጅቶም ማህተም ብንፁር ብምግላፅ እቶም ኣብ ቑፅሪ 1 ዝተዘርዘሩ ምስክር ወረቐት ኦርጂናል ዶክመንት ኣብ እዋን ጨረታ ምኽፋት ሒዞም ክመፁ ኣለዎም፡፡

7. ተጫረቲ ዝተማለእ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ቀበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቑፅሪ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 19/06/2017 ክሳብ ዕለት 22/06/2017 ካብ ሰዓት 2:30 ንጉሆ ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታው ይኽእሉ፡፡

8. እቲ ጨራታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ዕለት 22/06/2017 ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ይኽፈት፡፡

9. ተጫረቲ ተወሳኺ ሓበሬታ እንተደልዮም ብቑፅሪ ሰልኪ +251938000111,+251938000222 ምድዋል ይካኣል፡፡

10. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ጨረታ መደብ

s