ትካል ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት ስራሕቲ መንገዲ ዝዉዕል ቤዝ ኮርስ በዝሒ 9376 ሜትር ኬብ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 7, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘፈር ፈቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ ዕለት 7/6/2017 ዓም ክሳብ 12/6/2017 ዓም ንተከታታሊ 6 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ሎጂስቲክ ብምቅራብ በዓል 2 ገፅ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344408123 0344409506

ጨረታ መደብ

s