ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምሕደራን አጠቃቅማን ትሕዝቶን መሬትን ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 6 ፕሎት በዓል ኮኮብ ሆቴል 2 ፕሎት ሞል ብድምር 8 ፕሎታት ከምእዉን ኣብ ከተማና ንዝተወደቡ ጥራሕ ዝሳተፍሉ 7 ማሕበራት ማእከል ዕደጋ ብድምር 15 ቦታታት ናብ ተጠቀምቲ ብፍሉ ጨረታ ንምትሕልላፍ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 20, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ መሬትን ምምሕዳር ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ብኣካል ብምቅራብ  ዘይምለስ 5000 ቅርሺ እናከፈሉ ናይ ዕዳጋ ማእካላት ናይ ባዕሉ ሰነድ ዝተዳለወ ኮይኑ ናይ ባዕል ኮኮብ ሆቴልን  ናይ ሞልን ድማ  ንበይኑ ሰነድ  ክትወስዱ እንዳሐበርና

2 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/6/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 20/6/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ትሕዝቶን መሬትን ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 4 ደብሪ ይክፈት

3 መርሃ ግብሪ ጨረታ ዝወፁ ቦታታት ዝርኣየሉ ንዕለት 27/5/2017 ዓም ከምእዉን ዕለት 7/6/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ብምርካብ ክትርኢኡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0927688106

ጨረታ መደብ

s